ራእይ ዘለዎ ወለዶ

€23.99

ውሽጣዊ ባዱነትካ እትመልእ መጽሓፍ። 

- ሎሚ ሩሑቕ ኮይኖም ዝረኣዩ፣  ጽባሕ ግን ቀረባ ኢዮም።

- ሎሚ ዘይከኣሉ፣ ጽባሕ ግን ቀለልቲ እዮም።

- ሎሚ ልዕሊ ዓቕሚ ዝኾኑ፣ ጽባሕ ግን ትሕቲ ዓቕሚ እዮም።

- ሎሚ ሕልሚ ዝኾኑ ጽባሕ ግን ጋህዲ'ዮም ዝኾኑ