ካብ ቀዳማይ ክሳብ ሓሙሻይ ክፍሊ ትምህርቲ ትግርኛ

€25.97

እዛሓ መጽሓፍ ንተመሃሮ ትግሪኛ ካብ ቀዳማይ ክሳብ ሓሙሻይ ክፍሊ እተብጽሕ ኮይና አብ ዉሽጣ ድማ ቡዙሓት መለማመዲ ዝኾኑ ዕዮታት ሒዛ ትርከብ። ካብተን ንትግርኛ መምሃሪ ዝተጻሕፋ መጽሓፍቲ ድማ እታ ዝበለጸት መጽሓፍ ኢልና ሰይምናያ አሎና።