ሰለስተ ንውልቃዊ ዕብየት ዝሕግዛ መጻሕፍቲ(ስእሊ ተዓዘብ)

Sale!
€65.99 €48.99

እዘን መጻሕፍቲ እዚእን ገሊአን ካብ ቋንቋ ኢንግሊዝ ዝተቶርጎማ ገሊእን ክኣ ብናንታ ጽሓፍቲ ብዘመንጨውዎ ሓሳብ ዝተጻሕፋ መጻሕፍቲ'የን፤ እዘን መጻሕፍቲ እዚእን ኣብ ምቅናይ ኣተሓሳስባን ውልቃዊ ዕብየትን ዓቢ ኣበርክቶ ዘለወን መጻሕፍቲ እየን፡ ከምኡ ስለ ዝኾነ ክኣ ናዓኹም ንምሑጋስ ንውሱን ግዜ ጥራሕ ዝጸንሕ ምጉዳል ዋጋ ጌርና ጆባእ ንብለኩም ኣሎና።