ሓይሊ ግዜ
€19.99
ኣብ ዝሓጸረ ግዜ ብዙሕ ክትሰርሕ ዘኽእለካኣ ግብራዊ መስርሕ።
ሓቚፋቶ ትርከብ ኣርእስትታት
- ሰነ-ልቦና ምሕደራ ግዜ
- ዕላማታትን ሸቶታትን ምንጻር
- ገዛእ-ርእስኻ ምውዳን
- ኣብ ንጥፈታትካ ቀዳምነታት ስራዕ
- ዕዮኻ ምፍጻም
- ምሕደራ ብዙሕ ዕዮታት
- ብልሓታት ምቑጣብ ግዜ
- ይጽናሓለይ ንዝብል ኣተሓሳስባ ምስዓር
- ምርግጋጽ ቀጻልነት
- ግዜ ንምቚጣብ ውክልና ሃብ
- ምሕደራ ግዜ ኣብ መሸጣ
- ፍልስፍና ምሕደራ ግዜ