እቲ ምስጢር 2(እቲ ሗይሊ]

Sold out
€23.99

ዘደንቅ ህይወት'ዩ ዝግበኣካ!

ኣብዛ መጽሓፍ ናብቲ ዘደንቅ ህይወት ዝወስድ መንገዲ'የ ከርእየካ ደልየ. ብዛዕባ ህይወት ክትፈልጦ ዝግባኣካ ብዙሕ ኣሎ: ኩሉ ካኣ እቲ ዝበለጸ'ዩ.ሕልፊ ብሉጽ'ውን ዝኸይድ'ዩ. ዘደንቅ'ዩ!ህይወት ካብቲ ንስኻ እትሓስባ ዝቐለለት'ያ: ህይወት ከመይ ኣቢላ ከም ትሰርሕ ምስ ተረዳኣካን ነቲ ኣብ ውሽጥኻ ዘሎ ሓይሊ ምስ ፈለጥካን-ተኣምር ህይወት ብምልኣት ከተስተማቅሮ ኢኻ.ሽዑ ድማ ዘደንቅ ህይወት ክህልወካ'ዩ! (ቃል ጸሓፊ)

ሕጂ- እቲ ናይ ህይወትካ ተኣምር ክጅምር ግደፎ!

ብሉጽ ናይ ንባብ ግዜ!