እቲ ምስጢር 3(እቲ ተአምር]

Sold out
€22.99

ህጻን ከልኻ:'ህይወት ተኣምር'ያ' ብምባል ዝኣመንካ'ዮ ዘክር! ተኣምር ናይ ህይወት:ሓቂ'ዩ. እካ ድኣ ሕልፊ'ቲ ብህጻንካ ዝሓሰብካዮ ዘደንቅን ዝምስጥን'ዩ.

ንሕልምኻ ክትነብሮ ትኽእል ኢኻ: ዝደለኻዮ'ውን ክህሉወካ ይኽእል'ዩ. ህይውትካ: ንኸዋኽብቲ ክትትንክፎም ትኽእል'ያ! ንዘይርሳዕ ጉዕዞ 28 መዓልታት ምሳይ'ሞ ሰዓብ-ህይውት ከመይ ኣደናቂት ምኻና እናዳህሰስና ክንከይድ ኢና.

ብሉጽ ናይ ንባብ ግዜ!!!