ወርቃውያን ኣእዳው

€24.99

እዛ መጽሓፍ ሓንቲ ካብተን ካብ ዜሮ ተበጊስካውን ተኾነ እትምነዮ ነገር ከም ዝብጻሕ ወይ ካብ ሓደ ድርባይ ተባሂሉ ዝጽዋዕ ዝነበረ ሰብ ክሳብ ካብ ካልእ ፕላኔት ዝመጽ ድንቂ ፍጡር ከም እትባሃል ብግብሪ እተርኢ, ከምኡ ውን ስድራቤታት ንደቆም ከምቲ ዝደለይዎም ተኣምራታውያን ጌሮም ክሃንጽዎም ከም ዝኽእሉን ሓይሊ ፈጣሪ ኣብሂውትና ዘለዎ ዝዓበየ ተራን እያ እተርኢ.

💡🧠ኣብ ውሽጥኻ ሓደ ከተውጽኦ ዝጽበየካ ሓቂ ኣሎ ንሱ ድማ ኣብዓለም ዘሎ ጸጋ ኩሉ ኸም ምልከተካ ምፍላጥ'ዩ.

ቤን ካርሰን!