ቅጫይ መን ወሲድዋ?

€20.99

ኣብ ዕለም መብዛሕትኡ ሰብ ተራ ህይወት እናነበረ ውሑዳት ሰባት ግና ዝዕወትሉ ቀንዲ ምኽንያት ካብ ልሙድ ባህልን ባህርን ደቂሰብ ውጽእ ኢልካ ናይ ምምራሽ ብቅዓት ስለዘለዎም እዩ. እዛ ቅጫይ መን ወሲድዋ:ብዝብል ኣርእስቲ ተዳልያ ዘላ ትርጉም  መጽሓፍ እምበኣር ነዚ ሓቂ'ዚ ንምቅላሕ እያ እተእንፍት. ተርጎምቲ ናዛ who moved my cheese? ብግብእ ተረዲኦምን ኣርዒሞምን ኣዳልዮማ ስለዘለው :ኩሉ ሰብ ካብቲ ንኽይምዕብል ሒዝዎ ዝርከብ ሓጹር ሓሳባት ;ፍርሒን ስክፍታን ንኽወጽእ እትሕግዝ መጽሓፍ'ያ.

Nb እዛ መጽሓፍ 64 ገጽ ዘለውኣ ንእሽቶ መጽሓፍ እካ እንተኾነት ትሕዝቶ ግን ማዕረተን ብሉጻት ዝበሃላ መጽሓፍቲ'ያ. 

💡ዝኣረገ ኣተሓሳስባ ናብ ሓድሽ ቅጫ ኣየምርሕን እዩ. ገለ ካብ ጥቅስታት "ቅጫይ መንወሲድዋ?